Qari
Murottal Audio
وَيْلٌ لِّلْمُطَفِّفِيْنَۙ
wailul lil-muṭaffifīn(a).
ወይለቶም ዘታልሉ (ኣብ ምዕቃንን ምምዛንን)!
الَّذِيْنَ اِذَا اكْتَالُوْا عَلَى النَّاسِ يَسْتَوْفُوْنَۖ
allażīna iżaktālū ‘alan-nāsi yastaufūn(a).
(ማለት) ካብ ካልእ ሰብ ዶዝ ምስ ተቐበሉ፡ ክምላእ ዝሓቱ ሰባት፡ .
وَاِذَا كَالُوْهُمْ اَوْ وَّزَنُوْهُمْ يُخْسِرُوْنَۗ
wa iżā kālūhum au wazanūhum yukhsirūn(a).
ክዕቅኑ ወይ ክምዝኑ ከለዉ ድማ (ንኻልኦት) ይጎድሉ።
اَلَا يَظُنُّ اُولٰۤىِٕكَ اَنَّهُمْ مَّبْعُوْثُوْنَۙ
alā yaẓunnu ulā'ika annahum mab‘ūṡūn(a).
ከም ዚትንስኡዶ ኣይሓስቡን እዮም፣ .
لِيَوْمٍ عَظِيْمٍۙ
liyaumin ‘aẓīm(in).
ኣብ ዓባይ መዓልቲ፡
يَّوْمَ يَقُوْمُ النَّاسُ لِرَبِّ الْعٰلَمِيْنَۗ
yauma yaqūmun-nāsu lirabbil-‘ālamīn(a).
(ማለት) ኣብታ ኩሎም ሰባት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ዓለማት ደው ዝብሉላ መዓልቲ (ኣብቲ)።
كَلَّآ اِنَّ كِتٰبَ الْفُجَّارِ لَفِيْ سِجِّيْنٍۗ
kallā inna kitābal-fujjāri lafī sijjīn(in).
ከምኡ ፈጺምካ ኣይትግበር! ብርግጽ መዝገብ ናይ ዘይእዙዛት ብሓቂ ኣብ ሲጅን ተዓቂቡ ኣሎ።
وَمَآ اَدْرٰىكَ مَا سِجِّيْنٌۗ
wa mā adrāka mā sijjīn(un).
ሲጅን እንታይ ምዃኑኸ ትፈልጡ ዶ?
كِتٰبٌ مَّرْقُوْمٌۗ
kitābum marqūm(un).
(ማለት) መዛግብቲ (ናይ ተግባራት) ዝሓዘ መጽሓፍ።
وَيْلٌ يَّوْمَىِٕذٍ لِّلْمُكَذِّبِيْنَۙ
wailuy yauma'iżil lil-mukażżibīn(a).
ወይለይ እታ መዓልቲ ነቶም ዝኽሕዱ!
الَّذِيْنَ يُكَذِّبُوْنَ بِيَوْمِ الدِّيْنِۗ
allażīna yukażżibūna biyaumid-dīn(i).
(ማለት) እቶም ዝኽሕዱ (መዓልቲ ፍርዲ)።
وَمَا يُكَذِّبُ بِهٖٓ اِلَّا كُلُّ مُعْتَدٍ اَثِيْمٍۙ
wa mā yukażżibu bihī illā kullu mu‘tadin aṡīm(in).
ብዘይካ ኩሉ ዝጥሕስን ዝበደልን ኩሉ ዝኽሕዳ (መዓልቲ ፍርዲ) ድማ የልቦን።
اِذَا تُتْلٰى عَلَيْهِ اٰيٰتُنَا قَالَ اَسَاطِيْرُ الْاَوَّلِيْنَۗ
iżā tutlā ‘alaihi āyātunā qāla asāṭīrul-awwalīn(a).
ጥቕስታትና ምስ ተነበበ ድማ "እዚኦም ጽውጽዋያት ጥንታውያን እዮም" በሎ።
كَلَّا بَلْ ۜرَانَ عَلٰى قُلُوْبِهِمْ مَّا كَانُوْا يَكْسِبُوْنَ
kallā bal…rāna ‘alā qulūbihim mā kānū yaksibūn(a).
ፍጹም ኣይኮነን! ግደ ሓቂ እቲ ዝገብርዎ ንልቦም ሸፊንዎም እዩ።
كَلَّآ اِنَّهُمْ عَنْ رَّبِّهِمْ يَوْمَىِٕذٍ لَّمَحْجُوْبُوْنَۗ
kallā innahum ‘ar rabbihim yauma'iżil lamaḥjūbūn(a).
አየግድስን! ብርግጽ ኣብታ መዓልቲ እቲኣ ንጐይታኦም ካብ (ምርኣይ) ምሉእ ብምሉእ ክኽልከሉ እዮም።
ثُمَّ اِنَّهُمْ لَصَالُوا الْجَحِيْمِۗ
Ṡumma innahum laṣālul-jaḥīm(i).
ሽዑ፡ ብሓቂ ብሓቂ ናብ ሲኦል ይኸዱ።
ثُمَّ يُقَالُ هٰذَا الَّذِيْ كُنْتُمْ بِهٖ تُكَذِّبُوْنَۗ
Ṡumma yuqālu hāżal-lażī kuntum bihī tukażżibūn(a).
ድሕሪኡ፡ "እዚ እዩ (እቲ መቕጻዕቲ) ኣቐዲምኩም ዝኸሓድኩምዎ" ተባሂሉ (ንዓኣቶም"።
كَلَّآ اِنَّ كِتٰبَ الْاَبْرَارِ لَفِيْ عِلِّيِّيْنَۗ
kallā inna kitābal-abrāri lafī ‘illiyyīn(a).
አየግድስን! ብሓቂ ክርአ ከሎ፡ መዛግብቲ ውፉያት ሰባት ብሓቂ ኣብ 'ኢሊዪን' ተዓቂቡ ይርከብ።
وَمَآ اَدْرٰىكَ مَا عِلِّيُّوْنَۗ
wa mā adrāka mā ‘illiyyūn(a).
ኢሊዪን' እንታይ ምዃኑ ድማ ትፈልጡ ዶ?
كِتٰبٌ مَّرْقُوْمٌۙ
kitābum marqūm(un).
(ማለት) መዛግብቲ (ናይ ተግባራት) ዝሓዘ መጽሓፍ፣ .
يَّشْهَدُهُ الْمُقَرَّبُوْنَۗ
yasyhaduhul-muqarrabūn(a).
እዚ ድማ ብ(ናብ ኣላህ) ዝቐረቡ (መላእኽቲ) ዝተመስከረ እዩ።
اِنَّ الْاَبْرَارَ لَفِيْ نَعِيْمٍۙ
innal-abrāra lafī na‘īm(in).
ብርግጽ እቶም ውፉያት ዝኾኑ ብሓቂ ኣብ (ገነት ዝመልአ) ባህታ እዮም ዘለዉ፣ .
عَلَى الْاَرَاۤىِٕكِ يَنْظُرُوْنَۙ
‘alal-arā'iki yanẓurūn(a).
ኣብ ሶፋታት ንርሑቕ እናጠመቱ (ኮፍ ኢሎም)።
تَعْرِفُ فِيْ وُجُوْهِهِمْ نَضْرَةَ النَّعِيْمِۚ
ta‘rifu fī wujūhihim naḍratan na‘īm(i).
ባህታ ዝመልኦ ህይወት የስተማቕሩ ከምዘለዉ ካብ ገጾም ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ።
يُسْقَوْنَ مِنْ رَّحِيْقٍ مَّخْتُوْمٍۙ
yusqauna mir raḥīqim makhtūm(in).
ክሳብ ሕጂ ዝተዓሸገ ጽሩይ (ዘይሰክር) ወይኒ ክሰትዩ ተዋሂብዎም።
خِتٰمُهٗ مِسْكٌ ۗوَفِيْ ذٰلِكَ فَلْيَتَنَافَسِ الْمُتَنٰفِسُوْنَۗ
khitāmuhū misk(un), wa fī żālika falyatanāfasil-mutanāfisūn(a).
ላካሩ ካብ መስክ ዝተሰርሐ እዩ። ንዕኡ ድማ ሰባት ክወዳደሩ ይግባእ።
وَمِزَاجُهٗ مِنْ تَسْنِيْمٍۙ
wa mizājuhū min tasnīm(in).
ከምኡ’ውን እቲ ምትሕውዋስ ታስኒም፡ .
عَيْنًا يَّشْرَبُ بِهَا الْمُقَرَّبُوْنَۗ
‘ainay yasyrabu bihal-muqarrabūn(a).
(ማለት) እቶም ዝቐረቡ (ንኣላህ) ዝሰትዩሉ ዓይኒ ማይ።
اِنَّ الَّذِيْنَ اَجْرَمُوْا كَانُوْا مِنَ الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا يَضْحَكُوْنَۖ
innal-lażīna ajramū kānū minal-lażīna āmanū yaḍḥakūn(a).
ብርግጽ ሓጥኣን እቶም ቀደም ብኣመንቲ ዝስሕቁ ዝነበሩ እዮም።
وَاِذَا مَرُّوْا بِهِمْ يَتَغَامَزُوْنَۖ
wa iżā marrū bihim yatagāmazūn(a).
ንሳቶም (እቶም ኣመንቲ) ድማ ኣብ ቅድሚኦም ክሓልፉ ከለዉ፡ ንሓድሕዶም ይጥምቱ፡ .
وَاِذَا انْقَلَبُوْٓا اِلٰٓى اَهْلِهِمُ انْقَلَبُوْا فَكِهِيْنَۖ
wa iżanqalabū ilā ahlihimunqalabū fakihīn(a).
ናብ ህዝቦም ምስ ተመልሱ ድማ ብሓጎስ ተመልሱ።
وَاِذَا رَاَوْهُمْ قَالُوْٓا اِنَّ هٰٓؤُلَاۤءِ لَضَاۤلُّوْنَۙ
wa iżā ra'auhum qālū inna hā'ulā'i laḍāllūn(a).
(ንኣመንቲ) ምስ ረኣዩ ድማ "ብሓቂ ስሕተት ሰባት እዮም" ይብሉ።
وَمَآ اُرْسِلُوْا عَلَيْهِمْ حٰفِظِيْنَۗ
wa mā ursilū ‘alaihim ḥāfiẓīn(a).
ዋላ እኳ (እቶም ሓጥኣን) ሓለውቲ (ናይቶም ኣመንቲ) ኮይኖም እንተዘይተላእኩ።
فَالْيَوْمَ الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا مِنَ الْكُفَّارِ يَضْحَكُوْنَۙ
fal-yaumal-lażīna āmanū minal kuffāri yaḍḥakūn(a).
ስለዚ ሎሚ እቶም ዝኣመኑ ብካፍር ይስሕቁ፣
عَلَى الْاَرَاۤىِٕكِ يَنْظُرُوْنَۗ
‘alal-arā'iki yanẓurūn(a).
ኣብ ሶፋታት ንርሑቕ እናጠመቱ (ኮፍ ኢሎም)።
هَلْ ثُوِّبَ الْكُفَّارُ مَا كَانُوْا يَفْعَلُوْنَ ࣖ
hal ṡuwwibal-kuffāru mā kānū yaf‘alūn(a).
ካፍር በቲ ዝገበርዎ ዓስቢ (መቕጻዕቲ) ይወሃቦም ኣሎ ድዩ?