Revert to Islam, click here
ኢስላም አል-ሓቅ: ቁርኣን እና ሐዲስ
(እውነተኛ ኢስላም)

Q.S ኣልፋላቅ (اَلْفَلَق) - 5 ብዝሒ ጥቕስታት

(ወጋሕታ)

Qari

Murottal Audio

1

قُلْ اَعُوْذُ بِرَبِّ الْفَلَقِۙ

qul a‘ūżu birabbil-falaq(i).

በል “ኣብቲ ንወጋሕታ (ወጋሕታ) ዝቆጻጸር ኣምላኽ እዕቆብ፣ .


2

مِنْ شَرِّ مَا خَلَقَۙ

min syarri mā khalaq(a).

ካብ ዝፈጠሮም ክፉኣት (ፍጡራት)፣ .


3

وَمِنْ شَرِّ غَاسِقٍ اِذَا وَقَبَۙ

wa min syarri gāsiqin iżā waqab(a).

ካብ ክፍኣት ለይቲ ድማ ምሉእ ብምሉእ ምስ ጸልመተ፡ .


4

وَمِنْ شَرِّ النَّفّٰثٰتِ فِى الْعُقَدِۙ

wa min syarrin-naffāṡāti fil-‘uqad(i).

ከምኡ’ውን ካብቶም ኣብ ልዕሊ ጉስታት (ገመድ) ዝነፍሑ እኩያት (ኣንስቲ) ጠንቆልቲ፡ .


5

وَمِنْ شَرِّ حَاسِدٍ اِذَا حَسَدَ ࣖ

wa min syarri ḥāsidin iżā ḥasad(a).

ቀናእ ሰብ ኪቐንእ ከሎ ድማ ካብ ክፉእ”።