Qari
Murottal Audio
سَبَّحَ لِلّٰهِ مَا فِى السَّمٰوٰتِ وَمَا فِى الْاَرْضِۚ وَهُوَ الْعَزِيْزُ الْحَكِيْمُ
sabbaḥa lillāhi mā fis-samāwāti wa mā fil-arḍ(i), wa huwal-‘azīzul-ḥakīm(u).
ኣብ ሰማያት ዘሎን ኣብ ምድሪ ዘሎን ንኣሏህ የኽብሮ፤ ንሱ ድማ ልዑል ሓያልን ለባምን እዩ።
يٰٓاَيُّهَا الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا لِمَ تَقُوْلُوْنَ مَا لَا تَفْعَلُوْنَ
yā ayyuhal-lażīna āmanū lima taqūlūna mā lā taf‘alūn(a).
ኣቱም ኣመንቲ! ስለምንታይ ዘይትገብርዎ ትብሉ?
كَبُرَ مَقْتًا عِنْدَ اللّٰهِ اَنْ تَقُوْلُوْا مَا لَا تَفْعَلُوْنَ
kabura maqtan ‘indallāhi an taqūlū mā lā taf‘alūn(a).
ዘይትገብርዎ ነገራት ምዝራብካ (ኣብ ቅድሚ ኣላህ) ኣዝዩ ጽልኢ እዩ።
اِنَّ اللّٰهَ يُحِبُّ الَّذِيْنَ يُقَاتِلُوْنَ فِيْ سَبِيْلِهٖ صَفًّا كَاَنَّهُمْ بُنْيَانٌ مَّرْصُوْصٌ
innallāha yuḥibbul-lażīna yuqātilūna fī sabīlihī ṣaffan ka'annahum bun-yānum marṣūṣ(un).
ብርግጽ ኣላህ ነቶም ኣብ ጉዳዩ ብመስርዕ ዝቃለሱ፡ ጽኑዕ መዋቕር ከም ዝኾኑ ጌሩ የፍቅሮም እዩ።
وَاِذْ قَالَ مُوْسٰى لِقَوْمِهٖ يٰقَوْمِ لِمَ تُؤْذُوْنَنِيْ وَقَدْ تَّعْلَمُوْنَ اَنِّيْ رَسُوْلُ اللّٰهِ اِلَيْكُمْۗ فَلَمَّا زَاغُوْٓا اَزَاغَ اللّٰهُ قُلُوْبَهُمْۗ وَاللّٰهُ لَا يَهْدِى الْقَوْمَ الْفٰسِقِيْنَ
wa iż qāla mūsā liqaumihī yā qaumi lima tu'żūnanī wa qad ta‘lamūna annī rasūlullāhi ilaikum, falammā zāgū azāgallāhu qulūbahum, wallāhu lā yahdil-qaumal-fāsiqīn(a).
ከምኡ ውን (ዘክር) ሙሳ ንህዝቡ "ኣታ ህዝበይ! ብሓቂ ልኡኽ ኣላህ ምዃነይ ብሓቂ ፈሊጥኩም እኳ እንተኾንኩም ንምንታይ ትጎድኡኒ?" ስለዚ (ካብ ሓቂ) ምስ ተመልሱ ኣላህ ልቦም መለሰሎም። ኣላህ ድማ ንረሲኣን ኣይመርሕን እዩ።
وَاِذْ قَالَ عِيْسَى ابْنُ مَرْيَمَ يٰبَنِيْٓ اِسْرَاۤءِيْلَ اِنِّيْ رَسُوْلُ اللّٰهِ اِلَيْكُمْ مُّصَدِّقًا لِّمَا بَيْنَ يَدَيَّ مِنَ التَّوْرٰىةِ وَمُبَشِّرًاۢ بِرَسُوْلٍ يَّأْتِيْ مِنْۢ بَعْدِى اسْمُهٗٓ اَحْمَدُۗ فَلَمَّا جَاۤءَهُمْ بِالْبَيِّنٰتِ قَالُوْا هٰذَا سِحْرٌ مُّبِيْنٌ
wa iż qāla ‘īsabnu maryama yā banī isrā'īla innī rasūlullāhi ilaikum muṣaddiqal limā baina yadayya minat-taurāti wa mubasysyiram birasūliy ya'tī mim ba‘dismuhū aḥmad(u), falammā jā'ahum bil-bayyināti qālū hāżā siḥrum mubīn(un).
ከምኡ ውን (ዘክር) ኢየሱስ ወዲ ማርያም "ኣቱም ደቂ እስራኤል! ብሓቂ ኣነ ልኡኽ ኣላህ ናባኻትኩም እየ፡ ነቲ ኣብ ቅድመይ ዘሎ መጽሓፍ (ዝወረደት) ማለት ኦሪት ኣረጋጊጸ ብዛዕባ ሓደ ብድሕረይ ዝመጽእ ረሱል ኣሕመድ (መሓመድ) ዝብሃል ብስራት እናሃብኩ" ምስ በሎ። ረሱል ንጹር መርትዖታት ሒዙ ምስ መጸኦም ግን "እዚ ናይ ብሓቂ ስሕበት እዩ" ኢሎም።
وَمَنْ اَظْلَمُ مِمَّنِ افْتَرٰى عَلَى اللّٰهِ الْكَذِبَ وَهُوَ يُدْعٰىٓ اِلَى الْاِسْلَامِۗ وَاللّٰهُ لَا يَهْدِى الْقَوْمَ الظّٰلِمِيْنَ
wa man aẓlamu mimmaniftarā ‘alallāhil-każiba wa huwa yud‘ā ilal-islām(i), wallāhu lā yahdil-qaumaẓ-ẓālimīn(a).
ከምኡ ውን ኣብ (ዲን) እስልምና ተዓዲሙ ክነሱ ኣብ ልዕሊ ኣላህ ሓሶት ዝመሃዘ ሰብ ልዕሊ ፍትሓዊ መን ኣሎ? ኣላህ ድማ ንበደለኛታት ኣይመርሖምን እዩ።
يُرِيْدُوْنَ لِيُطْفِـُٔوْا نُوْرَ اللّٰهِ بِاَفْوَاهِهِمْۗ وَاللّٰهُ مُتِمُّ نُوْرِهٖ وَلَوْ كَرِهَ الْكٰفِرُوْنَ
yurīdūna liyuṭfi'ū nūrallāhi bi'afwāhihim, wallāhu mutimmu nūrihī wa lau karihal-kāfirūn(a).
ብርሃን (ሃይማኖት) ኣላህ ብኣፎም (ዘረባ) ከጥፍእዎ ደለዩ፡ ኣላህ ግን ዋላ እኳ እቶም ኩፋራት እንተጸላእዎ ብርሃኑ ምፍጻም ቀጸለ።
هُوَ الَّذِيْٓ اَرْسَلَ رَسُوْلَهٗ بِالْهُدٰى وَدِيْنِ الْحَقِّ لِيُظْهِرَهٗ عَلَى الدِّيْنِ كُلِّهٖۙ وَلَوْ كَرِهَ الْمُشْرِكُوْنَ ࣖ
wa huwal-lażī arsala rasūlahū bil-hudā wa dīnil-ḥaqqi liyuẓhirahū ‘alad-dīni kullih(ī), wa lau karihal-musyrikūn(a).
ንሱ እዩ ንልኡኹ ብመምርሕን ሃይማኖት ሓቅን ዝለኣኾ፣ ኣብ ልዕሊ ኩለን ሃይማኖታት ተዓዋቲ ክገብራ፣ ዋላ እኳ ሙሽሪካውያን ይጸልእዎ።
يٰٓاَيُّهَا الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا هَلْ اَدُلُّكُمْ عَلٰى تِجَارَةٍ تُنْجِيْكُمْ مِّنْ عَذَابٍ اَلِيْمٍ
yā ayyuhal-lażīna āmanū hal adullukum ‘alā tijāratin tunjīkum min ‘ażābin alīm(in).
ኣቱም ኣመንቲ! ካብ መሪር መቕጻዕቲ ዘድሕነካ ንግዲ ከርእየካ ድየ?
تُؤْمِنُوْنَ بِاللّٰهِ وَرَسُوْلِهٖ وَتُجَاهِدُوْنَ فِيْ سَبِيْلِ اللّٰهِ بِاَمْوَالِكُمْ وَاَنْفُسِكُمْۗ ذٰلِكُمْ خَيْرٌ لَّكُمْ اِنْ كُنْتُمْ تَعْلَمُوْنَۙ
tu'minūna billāhi wa rasūlihī wa tujāhidūna fī sabīlillāhi bi'amwālikum wa anfusikum, żālikum khairul lakum in kuntum ta‘lamūn(a).
ብኣላህን ረሱልን ኣሚንካ ብሃብትኻን ሂወትካን ኣብ መንገዲ ኣላህ ክትጽዕር። እዚ ንዓኻ ይሓይሽ፡ እንተትፈልጥ ጥራይ።
يَغْفِرْ لَكُمْ ذُنُوْبَكُمْ وَيُدْخِلْكُمْ جَنّٰتٍ تَجْرِيْ مِنْ تَحْتِهَا الْاَنْهٰرُ وَمَسٰكِنَ طَيِّبَةً فِيْ جَنّٰتِ عَدْنٍۗ ذٰلِكَ الْفَوْزُ الْعَظِيْمُۙ
yagfir lakum żunūbakum wa yudkhilkum jannātin tajrī min taḥtihal-anhāru wa masākina ṭayyibatan fī jannāti ‘adn(in), żālikal-fauzul-‘aẓīm(u).
ብርግጽ ኣላህ ሓጢኣትኩም ይቕረ ክብለኩምን ኣብ ትሕቲኣ ሩባታት ዝውሕዙላ ገነትን ኣብ ገነት ዓድን ናብ ጽቡቓት መሕደሪን ከእትወኩም እዩ። እዚ ዓቢ ዓወት እዩ።
وَاُخْرٰى تُحِبُّوْنَهَاۗ نَصْرٌ مِّنَ اللّٰهِ وَفَتْحٌ قَرِيْبٌۗ وَبَشِّرِ الْمُؤْمِنِيْنَ
wa ukhrā tuḥibbūnahā, naṣrum minallāhi wa fatḥun qarīb(un), wa basysyiril-mu'minīn(a).
ከምኡ ውን (ኣሎ) ካልእ ትፈትዎ ጸጋ: ሓገዝ ካብ ኣላህን ናይ ቀረባ ዓወትን እዩ። ንኣመንቲ ድማ ደስ ዘብል ብስራት ሃቦም።
يٰٓاَيُّهَا الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا كُوْنُوْٓا اَنْصَارَ اللّٰهِ كَمَا قَالَ عِيْسَى ابْنُ مَرْيَمَ لِلْحَوَارِيّٖنَ مَنْ اَنْصَارِيْٓ اِلَى اللّٰهِ ۗقَالَ الْحَوَارِيُّوْنَ نَحْنُ اَنْصَارُ اللّٰهِ فَاٰمَنَتْ طَّاۤىِٕفَةٌ مِّنْۢ بَنِيْٓ اِسْرَاۤءِيْلَ وَكَفَرَتْ طَّاۤىِٕفَةٌ ۚفَاَيَّدْنَا الَّذِيْنَ اٰمَنُوْا عَلٰى عَدُوِّهِمْ فَاَصْبَحُوْا ظٰهِرِيْنَ ࣖ
yā ayyuhal-lażīna āmanū kūnū anṣārallāhi kamā qāla ‘īsabnu maryama lil-ḥawāriyyīna man anṣārī ilallāh(i), qālal-ḥawāriyyūna naḥnu anṣārullāhi fa'āmanaṭ-ṭā'ifatum mim banī isrā'īla wa kafaraṭ-ṭā'ifah(tun), fa'ayyadnal-lażīna āmanū ‘alā ‘aduwwihim fa'aṣbaḥū ẓāhirīn(a).
ኣቱም ኣመንቲ! ከምቲ የሱስ ወዲ ማርያም ንእሙናት ሰዓብቱ "መን እዮም ሓገዝተይ (ንዲን ናይ ኣላህ ንምድጋፍ) ዝበሎም ሓገዝቲ (ሃይማኖት) ኣላህ ኩኑ?" እሙናት ሰዓብቱ "ንሕና ናይ ኣላህ ሓገዝቲ (ሃይማኖት) ኢና" ኢሎም፣ ሽዑ ሓደ ጉጅለ ደቂ እስራኤል ኣሚኖም ሓደ ጉጅለ (ካልኦት) ድማ ካፍር፤ ሽዑ ነቶም ምእመናን ኣንጻር ጸላእቶም ሓይሊ ሂብናዮም፣ ንሳቶም ድማ ሰዓርቲ ክኾኑ።