Revert to Islam, click here
ኢስላም አል-ሓቅ: ቁርኣን እና ሐዲስ
(እውነተኛ ኢስላም)



ርእሲ - Al-Qur'an Kisah-kisah dan perumpamaan dalam Al Qur'an Kisah-kisah Al Qur'an Kisah bangsa Yahudi dalam Al Qur'an Mengajak bangsa Yahudi untuk jihad
ውጤት ምርመራ ኣያት :
ጠቅላላ ኣያት : 6
58
Q.S ኣልበቃራ (2:58)

وَاِذْ قُلْنَا ادْخُلُوْا هٰذِهِ الْقَرْيَةَ فَكُلُوْا مِنْهَا حَيْثُ شِئْتُمْ رَغَدًا وَّادْخُلُوا الْبَابَ سُجَّدًا وَّقُوْلُوْا حِطَّةٌ نَّغْفِرْ لَكُمْ خَطٰيٰكُمْ ۗ وَسَنَزِيْدُ الْمُحْسِنِيْنَ

wa iż qulnadkhulū hāżihil-qaryata fakulū minhā ḥaiṡu syi'tum ragadaw wadkhulul- bāba sujjadaw wa qūlū ḥiṭṭatun nagfir lakum khaṭāyākum, wa sanazīdul-muḥsinīn(a).

ከምኡ'ውን (ዘክር) "እዛ ምድሪ (ባይቱልማቅዲስ) ኣቲኹም፡ ድሕሪኡ ከም ድላይኩም ኣብኡ ዘለዉ ጥዑማት (ካብ ዝተፈላለየ መግብታት) ብላዕ። እናሰገድኩም ድማ ኣብ ኣፍደገኣ ኣቲኹም፡ "ካብ ሓጢኣትና ኣናግፉና) ምስ በልና፡ ብርግጽ ጌጋታትኩም ይቕረ ክንብለኩም ኢና። ነቶም ሰናይ ዝገብሩ ድማ (ጸጋታት) ክንውስኽሎም ኢና።"


246
Q.S ኣልበቃራ (2:246)

اَلَمْ تَرَ اِلَى الْمَلَاِ مِنْۢ بَنِيْٓ اِسْرَاۤءِيْلَ مِنْۢ بَعْدِ مُوْسٰىۘ اِذْ قَالُوْا لِنَبِيٍّ لَّهُمُ ابْعَثْ لَنَا مَلِكًا نُّقَاتِلْ فِيْ سَبِيْلِ اللّٰهِ ۗ قَالَ هَلْ عَسَيْتُمْ اِنْ كُتِبَ عَلَيْكُمُ الْقِتَالُ اَلَّا تُقَاتِلُوْا ۗ قَالُوْا وَمَا لَنَآ اَلَّا نُقَاتِلَ فِيْ سَبِيْلِ اللّٰهِ وَقَدْاُخْرِجْنَا مِنْ دِيَارِنَا وَاَبْنَاۤىِٕنَا ۗ فَلَمَّا كُتِبَ عَلَيْهِمُ الْقِتَالُ تَوَلَّوْا اِلَّا قَلِيْلًا مِّنْهُمْ ۗوَاللّٰهُ عَلِيْمٌ ۢبِالظّٰلِمِيْنَ

alam tara ilal-mala'i mim banī isrā'īla mim ba‘di mūsā, iż qālū linabiyyil lahumub‘aṡ lanā malikan nuqātil fī sabīlillāh(i), qāla hal ‘asaitum in kutiba ‘alaikumul-qitālu allā tuqātilū, qālū wa mā lanā allā nuqātila fī sabīlillāhi wa qad ukhrijnā min diyārinā wa abnā'inā, falammā kutiba ‘alaihimul-qitālu tawallau illā qalīlam minhum, wallāhu ‘alīmum biẓ-ẓālimīn(a).

መራሕቲ ደቂ እስራኤል ድሕሪ ሞት ሙሴ፡ ንሓደ ካብ ነብያቶም “ንጉስ ምደመልና፡ ኣብ መንገዲ ኣላህ ክንዋጋእ ኢና” ክብሉ ከለዉዶ ኣይረኣኻዮምን። ነብዮም ድማ “ምናልባት ባእሲ እንተተኣዚዙልኩም ኣይክትበኣሱን ኢኹም?” ንሳቶም ድማ “ስለምንታይ ካብ ገዛና ተባሪርና ካብ ደቅና ተፈሊና ኣብ መንገዲ ኣላህ ዘይንቃለስ፧” ባእሲ ምስ ተኣዘዘሎም ግና ብጀካ ውሑዳት ካብኣቶም ተመሊሶም። ኣላህ ድማ ንበደለኛታት ኩሉ ፈላጥ እዩ።


21
Q.S ኣልማዒዳ (5:21)

يٰقَوْمِ ادْخُلُوا الْاَرْضَ الْمُقَدَّسَةَ الَّتِيْ كَتَبَ اللّٰهُ لَكُمْ وَلَا تَرْتَدُّوْا عَلٰٓى اَدْبَارِكُمْ فَتَنْقَلِبُوْا خٰسِرِيْنَ

yā qaumidkhulul-arḍal-muqaddasatal-latī kataballāhu lakum wa lā tartaddū ‘alā adbārikum fa tanqalibū khāsirīn(a).

ኣንታ ህዝበይ! ናብታ ኣላህ ዝሸደልኩም ቅድስቲ መሬት (ፍልስጤም) ኣቲኹም ንድሕሪት ኣይትምለሱ (ንጸላኢ ፈሪሕኩም)፡ እንተዘይኮይኑ ንስኻትኩም ክትከስሩ ኢኹም።


23
Q.S ኣልማዒዳ (5:23)

قَالَ رَجُلَانِ مِنَ الَّذِيْنَ يَخَافُوْنَ اَنْعَمَ اللّٰهُ عَلَيْهِمَا ادْخُلُوْا عَلَيْهِمُ الْبَابَۚ فَاِذَا دَخَلْتُمُوْهُ فَاِنَّكُمْ غٰلِبُوْنَ ەۙ وَعَلَى اللّٰهِ فَتَوَكَّلُوْٓا اِنْ كُنْتُمْ مُّؤْمِنِيْنَ

qāla rajulāni minal-lażīna yakhāfūna an‘amallāhu ‘alaihimadkhulū ‘alaihimul-bāb(a), fa iżā dakhaltumūhu fa innakum gālibūn(a), wa ‘alallāhi fa tawakkalū in kuntum mu'minīn(a).

ካብቶም ፍርሃት እግዚኣብሔር ዝነበሮም ክልተ ሰባት ካብ ኣላህ ሞገስ ዝተዋህቦም ከምዚ በሉ "ብኣፍደገ (ናይታ ሃገር) ኣጥቅዖም። እንተኣቲኻያ ብርግጽ ክትዕወት ኢኻ። ኣመንቲ እንተኾይንኩም ድማ ኣብ ኣላህ ጥራይ ትውከሉ።"


24
Q.S ኣልማዒዳ (5:24)

قَالُوْا يٰمُوْسٰٓى اِنَّا لَنْ نَّدْخُلَهَآ اَبَدًا مَّا دَامُوْا فِيْهَا ۖفَاذْهَبْ اَنْتَ وَرَبُّكَ فَقَاتِلَآ اِنَّا هٰهُنَا قٰعِدُوْنَ

qālū yā mūsā innā lan nadkhulahā abadam mā dāmū fīhā, fażhab anta wa rabbuka fa qātilā innā hāhunā qā‘idūn(a).

ንሳቶም ድማ "ኦ ሙሳ! ገና ኣብኡ ክሳብ ዘለዉ ፈጺምና ኣይንኣትዎን ኢና ስለዚ ምስ ጎይታኻ ኪድ ንኽልቴኹም ድማ ተዋጋእ ። ኣብዚ ጥራይ ንጽናሕ (ንጽበ)" በልዎ።


161
Q.S ኣል-ዓ'ራፍ (7:161)

وَاِذْ قِيْلَ لَهُمُ اسْكُنُوْا هٰذِهِ الْقَرْيَةَ وَكُلُوْا مِنْهَا حَيْثُ شِئْتُمْ وَقُوْلُوْا حِطَّةٌ وَّادْخُلُوا الْبَابَ سُجَّدًا نَّغْفِرْ لَكُمْ خَطِيْۤـٰٔتِكُمْۗ سَنَزِيْدُ الْمُحْسِنِيْنَ

wa iżā qīla lahumuskunū hāżihil-qaryata wa kulū minhā ḥaiṡu syi'tum wa qūlū ḥiṭṭatuw wadkhulul-bāba sujjadan nagfir lakum khaṭī'ātikum, sanazīdul-muḥsinīn(a).

ከምኡ ውን (ዘክር) ንዓኣቶም (ደቂ እስራኤል) "ኣብዛ ምድሪ (ባይቱልማቅዲስ) ተቐመጡን ካብ (ፍርያታ) ኣብ ዝደለኹሞ ብላዕ" ምስ ተባህለሎም። ከምኡ ውን "ካብ ሓጢኣትና ኣናግፈና እሞ እናሰገድካ ናብ ኣፍደገ እቶ ንሕና ድማ ጌጋኻ ክንሓድገልካ ኢና" በል። ጸኒሕና ነቶም ሰናይ ዝገብሩ ክንውስኾም ኢና (ዓስቢ)።