1
Q.S ኣልዓላቕ (96:1)
اِقْرَأْ بِاسْمِ رَبِّكَ الَّذِيْ خَلَقَۚ
iqra' bismi rabbikal-lażī khalaq(a).
ስም ናይቲ ዝፈጠረ ጐይታኻ (ኣጠቒስካ) ኣንብቦ፣
2
Q.S ኣልዓላቕ (96:2)
خَلَقَ الْاِنْسَانَ مِنْ عَلَقٍۚ
khalaqal-insāna min ‘alaq(in).
ንሰብ ካብ ረቂቕ ደም እዩ ፈጢርዎ።
3
Q.S ኣልዓላቕ (96:3)
اِقْرَأْ وَرَبُّكَ الْاَكْرَمُۙ
iqra' wa rabbukal-akram(u).
ኣንብብ፡ ጎይታኻ ድማ ልዑል ክቡር እዩ፡
4
5
Q.S ኣልዓላቕ (96:5)
عَلَّمَ الْاِنْسَانَ مَا لَمْ يَعْلَمْۗ
‘allamal-insāna mā lam ya‘lam.
ንሰብ ዘይፈልጦ ነገር ምሂርዎ።