الَّذِيْنَ يَنْقُضُوْنَ عَهْدَ اللّٰهِ مِنْۢ بَعْدِ مِيْثَاقِهٖۖ وَيَقْطَعُوْنَ مَآ اَمَرَ اللّٰهُ بِهٖٓ اَنْ يُّوْصَلَ وَيُفْسِدُوْنَ فِى الْاَرْضِۗ اُولٰۤىِٕكَ هُمُ الْخٰسِرُوْنَ
allażīna yanquḍūna ‘ahdallāhi mim ba‘di mīṡāqih(ī), wa yaqṭa‘ūna mā amarallāhu bihī ay yūṣala wa yufsidūna fil-arḍ(i), ulā'ika humul-khāsirūn(a).
እቶም ኪዳን ኣላህ ምስተረጋገጸ ዝጥሕሱ፡ ነቲ ኣላህ ክጽንበሮ ዝኣዘዞ ድማ ዝቖርጹ፡ ኣብ ምድሪ ድማ ብልሽውና ዝዝርግሑ። ንሳቶም እዮም ተሳዓርቲ።
وَاِذْ اَخَذْنَا مِيْثَاقَكُمْ لَا تَسْفِكُوْنَ دِمَاۤءَكُمْ وَلَا تُخْرِجُوْنَ اَنْفُسَكُمْ مِّنْ دِيَارِكُمْ ۖ ثُمَّ اَقْرَرْتُمْ وَاَنْتُمْ تَشْهَدُوْنَ
wa iż akhażnā mīṡāqakum lā tasfikūna dimā'akum wa lā tukhrijūna anfusakum min diyārikum ṡumma aqrartum wa antum tasyhadūn(a).
ከምኡ’ውን (ዘክር) ቃል ኪዳንካ ምስ ወሰድና:- “ደምኩም ኣይተፍስሱ (ንማንም ኣይትቕተሉ)፣ ንርእስኹም (ደቂ ዓድኹም) ካብ ኣባይትኹም እውን ኣይትስጎጉ።” ሽዑ መሒልካ መስኪርካ።
وَاِذْ اَخَذَ رَبُّكَ مِنْۢ بَنِيْٓ اٰدَمَ مِنْ ظُهُوْرِهِمْ ذُرِّيَّتَهُمْ وَاَشْهَدَهُمْ عَلٰٓى اَنْفُسِهِمْۚ اَلَسْتُ بِرَبِّكُمْۗ قَالُوْا بَلٰىۛ شَهِدْنَا ۛاَنْ تَقُوْلُوْا يَوْمَ الْقِيٰمَةِ اِنَّا كُنَّا عَنْ هٰذَا غٰفِلِيْنَۙ
wa iż akhaża rabbuka mim banī ādama min ẓuhūrihim żurriyyatahum wa asyhadahum ‘alā anfusihim, alastu birabbikum, qālū balā - syahidnā - an taqūlū yaumal-qiyāmati innā kunnā ‘an hāżā gāfilīn(a).
ከምኡ ውን (ዘክር) ጐይታኻ ካብ ማህጸን (ዓንዲ ሕቖ) ዘርኢ ኣዳም ዘርኦም ምስ ኣውጽአ ኣላህ ድማ ኣንጻር መናፍሶም ምስክርነት ምስ ወሰደ (ኣነ ጐይታኻ ኣይኮንኩን ድየ?" ንሳቶም ድማ "እወ (ንስኻ ጐይታና ኢኻ) ንሕና ንመስክር" ኢሎም መለሱ። (ከምኡ ጌርና) ኣብ መዓልቲ ትንሳኤ "ብሓቂ ኣብቲ ግዜ እቲ ነዚ ሸለል ኢልና ኢና ነይርና" ከይትብሉ።
وَلَقَدْ عَهِدْنَآ اِلٰٓى اٰدَمَ مِنْ قَبْلُ فَنَسِيَ وَلَمْ نَجِدْ لَهٗ عَزْمًا ࣖ
wa laqad ‘ahidnā ilā ādama min qablu fa nasiya wa lam najid lahū ‘azmā(n).
ብሓቂ ድማ ንኣዳም ኣቐዲምና ኣዚዝናዮ ኢና፡ ንሱ ግና ረሲዑ፡ ኣብኡ ድልዱል ፍቓድ ኣይረኸብናን።
اِنَّا عَرَضْنَا الْاَمَانَةَ عَلَى السَّمٰوٰتِ وَالْاَرْضِ وَالْجِبَالِ فَاَبَيْنَ اَنْ يَّحْمِلْنَهَا وَاَشْفَقْنَ مِنْهَا وَحَمَلَهَا الْاِنْسَانُۗ اِنَّهٗ كَانَ ظَلُوْمًا جَهُوْلًاۙ
innā ‘araḍnal-amānata ‘alas-samāwāti wal-arḍi fa abaina ay yaḥmilnahā wa asyfaqna minhā wa ḥamalahal-insān(u), innahū kāna ẓalūman jahūlā(n).
ብርግጽ ንሰማያትን ምድርን ኣኽራንን መልእኽቲ ኣቕሪብና ኢና፤ ኩሉ ሰብ ግን ነቲ ዕማም ንምስካም ፍቓደኛ ስለ ዘይነበረን ከይፍጽምዎን ስለዝተጨነቑ (ከቢድ እዩ ነይሩ)፣ ስለዚ እቲ ዕማም ብደቂ ሰባት እዩ ተሰኪሙ። ብርግጽ ደቂ ሰባት ኣዝዮም ዘይፍትሓውያንን ኣዝዮም ዓያሹን እዮም፣ .
۞ اَلَمْ اَعْهَدْ اِلَيْكُمْ يٰبَنِيْٓ اٰدَمَ اَنْ لَّا تَعْبُدُوا الشَّيْطٰنَۚ اِنَّهٗ لَكُمْ عَدُوٌّ مُّبِيْنٌ
alam a‘had ilaikum yā banī ādama allā ta‘budusy-syaiṭān(a), innahū lakum ‘aduwwum mubīn(un).
ኣቱም ደቂ ኣዳምን ደቂ ደቂ ኣዳምን ንሰይጣን ከይትሰግዱዶ ኣይኣዘዝኩኹምን? ብርግጽ ሰይጣን ንዓኻ ናይ ብሓቂ ጸላኢ እዩ፣ .