Revert to Islam, click here
ኢስላም አል-ሓቅ: ቁርኣን እና ሐዲስ
(እውነተኛ ኢስላም)



ርእሲ - Islam Islam sebagai Jalan yang Lurus

ውጤት ምርመራ ኣያት :
ጠቅላላ ኣያት : 10
6
Q.S ኣልፋቲሃ (1:6)

اِهْدِنَا الصِّرَاطَ الْمُسْتَقِيْمَۙ

ihdinaṣ-ṣirāṭal-mustaqīm(a).

ትኽ ዝበለ መንገዲ ኣርእየና፣


7
Q.S ኣልፋቲሃ (1:7)

صِرَاطَ الَّذِيْنَ اَنْعَمْتَ عَلَيْهِمْ ەۙ غَيْرِ الْمَغْضُوْبِ عَلَيْهِمْ وَلَا الضَّاۤلِّيْنَ ࣖ

Ṣirāṭal-lażīna an‘amta ‘alaihim, gairil-magḍūbi ‘alaihim wa laḍ-ḍāllīn(a).

(ማለት) መንገዲ ናይቶም ሞገስ ዝሃብካሎም፤ (መንገዲ) ናይቶም ዝሓረቑ ዘይኮነስ (መንገዲ) ናይቶም ዝጠፍኡ ኣይኮነን።


142
Q.S ኣልበቃራ (2:142)

۞ سَيَقُوْلُ السُّفَهَاۤءُ مِنَ النَّاسِ مَا وَلّٰىهُمْ عَنْ قِبْلَتِهِمُ الَّتِيْ كَانُوْا عَلَيْهَا ۗ قُلْ لِّلّٰهِ الْمَشْرِقُ وَالْمَغْرِبُۗ يَهْدِيْ مَنْ يَّشَاۤءُ اِلٰى صِرَاطٍ مُّسْتَقِيْمٍ

sayāqūlus-sufahā'u minan-nāsi mā wallāhum ‘an qiblatihimul-latī kānū ‘alaihā, qul lillāhil-masyriqu wal-magrib(u), yahdī may yasyā'u ilā ṣirāṭim mustaqīm(in).

እቶም ኣብ ደቂ ሰባት ምስትውዓል ዝጎደሎም "እንታይ እዩ (ንኣስላም) ካብቲ ቅድሚ ሕጂ (ዝቐንጠጡሉ) ቂብላ ኣርሒቕዎም" ክብሉ እዮም። በል (መሓመድ) "ምብራቕን ምዕራብን ናይ ኣላህ እዩ፤ ንዝደለዮ ናብቲ ቅኑዕ መንገዲ ይመርሖ"።


51
Q.S ዓሊ ኢምራን (3:51)

اِنَّ اللّٰهَ رَبِّيْ وَرَبُّكُمْ فَاعْبُدُوْهُ ۗهٰذَا صِرَاطٌ مُّسْتَقِيْمٌ

innallāha rabbī wa rabbukum fa‘budūh(u), hāżā ṣirāṭum mustaqīm(un).

ብርግጽ ኣላህ ጐይታይን ጐይታኹምን እዩ ስለዚ ንዕኡ ኣምልኹ። እዚ እዩ እቲ ትኽ ዝበለ መንገዲ።”


153
Q.S ኣልኣንዓም (6:153)

وَاَنَّ هٰذَا صِرَاطِيْ مُسْتَقِيْمًا فَاتَّبِعُوْهُ ۚوَلَا تَتَّبِعُوا السُّبُلَ فَتَفَرَّقَ بِكُمْ عَنْ سَبِيْلِهٖ ۗذٰلِكُمْ وَصّٰىكُمْ بِهٖ لَعَلَّكُمْ تَتَّقُوْنَ

wa anna hāżā ṣirāṭī mustaqīman fattabi‘ūh(u), wa lā tattabi‘us-subula fa tafarraqa bikum ‘an sabīlih(ī), żālikum waṣṣākum bihī la‘allakum tattaqūn(a).

ብርግጽ ድማ እዚ ትኽ ዝበለ መንገደይ እዩ። ድሕሪኡ ተኸታተሉ! ካብ መንገዱ ፋሕ ዝብሉኻ (ካልኦት) መገድታት ኣይትስዓብ። በዚ ድማ ውፉያት ክትኮኑ ኣዚዙኩም።


25
Q.S ዮናስ (10:25)

وَاللّٰهُ يَدْعُوْآ اِلٰى دَارِ السَّلٰمِ ۚوَيَهْدِيْ مَنْ يَّشَاۤءُ اِلٰى صِرَاطٍ مُّسْتَقِيْمٍ

wallāhu yad‘ū ilā dāris-salām(i), wa yahdī may yasyā'u ilā ṣirāṭim mustaqīm(in).

ኣላህ ድማ (ደቂ ሰባት) ናብ ዳሩስ ሰላም (ሰማይ) ይጽውዖም፣ ንዝደለዮ ድማ ናብቲ ቅኑዕ መንገዲ (እስልምና) ይመርሖ


41
Q.S ኣል-ሂጅር (15:41)

قَالَ هٰذَا صِرَاطٌ عَلَيَّ مُسْتَقِيْمٌ

qāla hāżā ṣirāṭun ‘alayya mustaqīm(un).

ንሱ (ኣላህ) "እዚ እዩ እቲ ትኽ ዝበለ መንገዲ (ዝመርሓኒ) ናባይ" ኢሉ።


76
Q.S ኣን-ናህል (16:76)

وَضَرَبَ اللّٰهُ مَثَلًا رَّجُلَيْنِ اَحَدُهُمَآ اَبْكَمُ لَا يَقْدِرُ عَلٰى شَيْءٍ وَّهُوَ كَلٌّ عَلٰى مَوْلٰىهُ ۗ اَيْنَمَا يُوَجِّهْهُّ لَا يَأْتِ بِخَيْرٍ ۖهَلْ يَسْتَوِيْ هُوَۙ وَمَنْ يَّأْمُرُ بِالْعَدْلِ وَهُوَ عَلٰى صِرَاطٍ مُّسْتَقِيْمٍ ࣖ

wa ḍaraballāhu maṡalar rajulaini aḥaduhumā abkamu lā yaqdiru ‘alā syai'iw wa huwa kallun ‘alā maulāh(u), ainamā yuwajjihhu lā ya'ti bikhair(in), hal yastawī huw(a), wa may ya'muru bil-‘adli wa huwa ‘alā ṣirāṭim mustaqīm(in).

ኣላህ (ከምኡ’ውን) ምስላ ኣስመዐ፡ ክልተ ሰባት፡ ሓደ ካብኣቶም ዓባስ ዝኾነ፡ ዋላ ሓንቲ ክገብሩ ኣይከኣሉን ኣብ ልዕሊ ሓላዊኡ ድማ ጾር ኮይኑ፡ ኣብ ዝለኣኾ (ብሓላዊኡ )፡ ፍጹም ጽቡቕ ከምጽእ ኣይከኣለን። እቲ ሰብ ምስቲ ፍትሒ ዝእዝዝን ኣብ ትኽ ዝበለ መንገዲ ዘሎን ሰብ ድዩ?


36
Q.S ማርያም (19:36)

وَاِنَّ اللّٰهَ رَبِّيْ وَرَبُّكُمْ فَاعْبُدُوْهُ ۗهٰذَا صِرَاطٌ مُّسْتَقِيْمٌ

wa innallāha rabbī wa rabbukum fa‘budūh(u), hāżā ṣirāṭum mustaqīm(un).

(ኢሳ ድማ) "ብሓቂ ድማ ኣላህ ጎይታይን ጎይታኹምን እዩ ስለዚ ንዕኡ ስግዱ። እዚኣ እያ እታ ትኽ ዝበለት መንገዲ"።


61
Q.S ያ-ሲን (36:61)

وَاَنِ اعْبُدُوْنِيْ ۗهٰذَا صِرَاطٌ مُّسْتَقِيْمٌ

wa ani‘budūnī, hāżā ṣirāṭum mustaqīm(un).

ንዓይ ድማ ሰግዱለይ። እዚ እዩ እቲ ትኽ ዝበለ መንገዲ።”