وَقَالَ الَّذِيْنَ لَا يَعْلَمُوْنَ لَوْلَا يُكَلِّمُنَا اللّٰهُ اَوْ تَأْتِيْنَآ اٰيَةٌ ۗ كَذٰلِكَ قَالَ الَّذِيْنَ مِنْ قَبْلِهِمْ مِّثْلَ قَوْلِهِمْ ۗ تَشَابَهَتْ قُلُوْبُهُمْ ۗ قَدْ بَيَّنَّا الْاٰيٰتِ لِقَوْمٍ يُّوْقِنُوْنَ
wa qālal-lażīna lā ya‘lamūna lau lā yukallimunallāhu au ta'tīnā āyah(tun), każālika qālal-lażīna min qablihim miṡla qaulihim, tasyābahat qulūbuhum, qad bayyannal-āyāti liqaumiy yūqinūn(a).
እቶም ዘይፈልጡ ድማ "ኣላህ ስለምንታይ ዘይዛረበና ወይ ምልክታት (ናይ ሓይሉ) ዘይመጸና" ይብሉ። ብተመሳሳሊ እቶም ቅድሚኦም ዝነበሩ እውን ከምቲ ዝበልዎ ተዛሪቦም ነይሮም። ልቦም ሓደ እዩ። ብርግጽ ነቶም ዝኣመኑ ምልክታት (ናይ ሓይልና) ገሊጽናሎም ኢና።
وَقَالَ لَهُمْ نَبِيُّهُمْ اِنَّ اٰيَةَ مُلْكِهٖٓ اَنْ يَّأْتِيَكُمُ التَّابُوْتُ فِيْهِ سَكِيْنَةٌ مِّنْ رَّبِّكُمْ وَبَقِيَّةٌ مِّمَّا تَرَكَ اٰلُ مُوْسٰى وَاٰلُ هٰرُوْنَ تَحْمِلُهُ الْمَلٰۤىِٕكَةُ ۗ اِنَّ فِيْ ذٰلِكَ لَاٰيَةً لَّكُمْ اِنْ كُنْتُمْ مُّؤْمِنِيْنَ ࣖ
wa qāla lahum nabiyyuhum inna āyata mulkihī ay ya'tiyakumut-tābūtu fīhi sakīnatum mir rabbikum wa baqiyyatum mimmā taraka ālu mūsā wa ālu hārūna taḥmiluhul-malā'ikah(tu), inna fī żālika la āyatal lakum in kuntum mu'minīn(a).
ነቢዮም ድማ ከምዚ በሎም "ብሓቂ ትእምርቲ መንግስቱ ናባኻትኩም ናይታ ታቦት ምምጻእ ኢዩ፡ ኣብኡ ድማ ካብ ጎይታኹም ሰላም ዝረኽበሉን ካብ ስድራ ሙሴን ስድራ ኣሮንን ብመልኣኽቲ ዘምጽእዎ ተረፍ መረፍ እዩ።ብሓቂ ኣብዚ ትእምርቲ (ናይ ኣላህ ዕብየት) ኣሎ ንዓኻትኩም፡ ኣመንቲ እንተኾንኩም።"
وَرَسُوْلًا اِلٰى بَنِيْٓ اِسْرَاۤءِيْلَ ەۙ اَنِّيْ قَدْ جِئْتُكُمْ بِاٰيَةٍ مِّنْ رَّبِّكُمْ ۙاَنِّيْٓ اَخْلُقُ لَكُمْ مِّنَ الطِّيْنِ كَهَيْـَٔةِ الطَّيْرِ فَاَنْفُخُ فِيْهِ فَيَكُوْنُ طَيْرًاۢ بِاِذْنِ اللّٰهِ ۚوَاُبْرِئُ الْاَكْمَهَ وَالْاَبْرَصَ وَاُحْيِ الْمَوْتٰى بِاِذْنِ اللّٰهِ ۚوَاُنَبِّئُكُمْ بِمَا تَأْكُلُوْنَ وَمَا تَدَّخِرُوْنَ ۙفِيْ بُيُوْتِكُمْ ۗاِنَّ فِيْ ذٰلِكَ لَاٰيَةً لَّكُمْ اِنْ كُنْتُمْ مُّؤْمِنِيْنَۚ
wa rasūlan ilā banī isrā'īl(a), annī qad ji'tukum bi'āyatim mir rabbikum, annī akhluqu lakum minaṭ-ṭīni kahai'atiṭ-ṭairi fa'anfukhu fihi fayakūnu ṭairam bi'iżnillāh(i), wa ubarri'ul-akmaha wal-abraṣa wa uḥyil-mautā bi'iżnillāh(i), wa unabbi'ukum bimā ta'kulūna wa mā taddakhirūna fī buyūtikum, inna fī żālika la'āyatal lakum in kuntum mu'minīn(a).
ከምኡ ውን ከምቲ ሃዋርያ ንደቂ እስራኤል (ከም ዝበለ) "ካብ ጎይታኹም ምልክት (ተኣምር) ሒዘ መጺአኩም ኣለኹ ማለት ካብ ምድሪ ከም ዑፍ ቅርጺ ዘለዎ (ገለ ነገር) ሰሪሐልኩም፡ ድሕሪኡ ነፊሐዮ፡ ብፍቓድ ኣላህ ድማ ዑፍ ኮነት። ካብ ልደቶም ዓይነ ስዉራን ዝነበሩ ሰባትን ለምጺ ዝነበሮም ሰባትን ድማ ፈዊሰዮም። ንዝሞቱ ድማ ብፍቓድ ናይ ልቢ ሂወዮም።" ኣላህ፡ ኣነ ድማ ኣብ ገዛኹም እንታይ ትበልዑን እንታይ ትዕቅቡን እነግረኩም ኣለኹ፡ ብሓቂ ኣብኡ ምልክት (ሓቂ ሃዋርያነተይ) ኣሎ፡ ኣመንቲ እንተኾይንኩም።
وَمُصَدِّقًا لِّمَا بَيْنَ يَدَيَّ مِنَ التَّوْرٰىةِ وَلِاُحِلَّ لَكُمْ بَعْضَ الَّذِيْ حُرِّمَ عَلَيْكُمْ وَجِئْتُكُمْ بِاٰيَةٍ مِّنْ رَّبِّكُمْۗ فَاتَّقُوا اللّٰهَ وَاَطِيْعُوْنِ
wa muṣaddiqal limā baina yadayya minat-taurāti wa li'uḥilla lakum ba‘ḍal-lażī ḥurrima ‘alaikum wa ji'tukum bi'āyatim mir rabbikum, fattaqullāha wa aṭī‘ūn(i).
ከም ሓደ ነቲ ቅድሜይ ዝመጸ ኦሪት ዘረጋግጽ፡ ገለ ካብቲ ዝተኸልከለካ ድማ ክሕግዘካ። ኣነ ድማ ካብ ጎይታኻ ምልክት (ተኣምር) ኣምጺአ ናባኻ ይመጽእ ኣለኹ። ስለዚ ንኣላህ ፍርሑን ተኣዘዙለይን ።
وَلَقَدْ اَرْسَلْنَا مُوْسٰى بِاٰيٰتِنَآ اَنْ اَخْرِجْ قَوْمَكَ مِنَ الظُّلُمٰتِ اِلَى النُّوْرِ ەۙ وَذَكِّرْهُمْ بِاَيّٰىمِ اللّٰهِ ۗاِنَّ فِيْ ذٰلِكَ لَاٰيٰتٍ لِّكُلِّ صَبَّارٍ شَكُوْرٍ
wa laqad arsalnā mūsā bi'āyātinā an akhrij qaumaka minaẓ-ẓulumāti ilan-nūr(i), wa żakkirhum bi'ayyāmillāh(i), inna fī żālika la'āyātil likulli ṣabbārin syakūr(in).
ብርግጽ ድማ ንሙሴ ምስ ምልክታትና (ናይ ሓይሊ) ሰዲድናዮ፡ (ንህዝብኻ ድማ ካብ ጸልማት ናብ ድሙቕ ብርሃን ኣውጽእ እሞ መዓልታት ኣላህ ኣዘኻኽሮ" ኢልና ኣዚዝናዮ። ብርግጽ ብእኡ ንኹሉ ትዕግስትን ዘመስግንን ሰብ ምልክታት (ናይ ኣላህ ሓይሊ) ኣሎ።
وَمَا مَنَعَنَآ اَنْ نُّرْسِلَ بِالْاٰيٰتِ اِلَّآ اَنْ كَذَّبَ بِهَا الْاَوَّلُوْنَۗ وَاٰتَيْنَا ثَمُوْدَ النَّاقَةَ مُبْصِرَةً فَظَلَمُوْا بِهَاۗ وَمَا نُرْسِلُ بِالْاٰيٰتِ اِلَّا تَخْوِيْفًا
wa mā mana‘anā an nursila bil-āyāti illā an każżaba bihal-awwalūn(a), wa ātainā ṡamūdan-nāqata mubṣiratan fa ẓalamū bihā, wa mā nursilu bil-āyāti illā takhwīfā(n).
ከምኡ’ውን ምልክታት (ናይ ሓይልና) (ናባኻትኩም) ክንሰድድ ዝኽልክለና የለን፣ ብዘይካ እቶም (ምልክታት) ብቕድሚ ሕጂ ዝነበሩ ሰባት ስለዝተሓሰዉ። ንህዝቢ ሳሙድ ድማ ክርአ ዝኽእል ኣንስተይቲ ገመል (ከም ተኣምር) ሂብናዮም፡ ንሳቶም ግን (እታ ኣንስተይቲ ገመል) ኣሳደድዋ። ነዚ ምልክታት እዚ ድማ ንምፍርራሕ ጥራይ እምበር ኣይሰደድናዮን።
اِنَّ فِيْ ذٰلِكَ لَاٰيَةً ۗوَمَا كَانَ اَكْثَرُهُمْ مُّؤْمِنِيْنَ
inna fī żālika la'āyah(tan), wa mā kāna akṡaruhum mu'minīn(a).
ብርግጽ ኣብ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ምልክት (ናይ ኣላህ ሓይሊ) ኣሎ፡ መብዛሕትኦም ግን ኣይኣምኑን እዮም።
اُسْلُكْ يَدَكَ فِيْ جَيْبِكَ تَخْرُجْ بَيْضَاۤءَ مِنْ غَيْرِ سُوْۤءٍ ۖوَّاضْمُمْ اِلَيْكَ جَنَاحَكَ مِنَ الرَّهْبِ فَذٰنِكَ بُرْهَانٰنِ مِنْ رَّبِّكَ اِلٰى فِرْعَوْنَ وَمَلَا۟ىِٕهٖۗ اِنَّهُمْ كَانُوْا قَوْمًا فٰسِقِيْنَ
usluk yadaka fī jaibika takhruj baiḍā'a min gairi sū'(in), waḍmum ilaika janāḥaka minar-rahbi fażānika burhānāni mir rabbika ilā fir‘auna wa mala'ih(ī), innahum kānū qauman fāsiqīn(a).
ኢድካ ኣብ ክሳድ ስረኻ ኣእትዎ፡ ብዘይ ዝኾነ ጉድለት ጻዕዳ (ዝደምቕ) ክወጽእ እዩ፡ እንተፈራሕካ ድማ ኣእዳውካ ኣብ ኣፍልብኻ ሒዝካ። እዚኦም ክልተ ተኣምራት ካብ ጎይታኻ (እዚ ከተርእዮም ኢኻ) ናብ ፈርኦንን ሰበስልጣኑን እዮም። ብሓቂ እኩያት ሰባት እዮም።”
وَّاَنْ لَّا تَعْلُوْا عَلَى اللّٰهِ ۚاِنِّيْٓ اٰتِيْكُمْ بِسُلْطٰنٍ مُّبِيْنٍۚ
wa al lā ta‘lū ‘alallāh(i), innī ātīkum bisulṭānim mubīn(in).
ብኣሏህ ድማ ኣይትሕበኑ። ብሓቂ ንጹር መርትዖ ሒዘ እየ ዝመጽእ ዘለኹ።
وَاٰتَيْنٰهُمْ مِّنَ الْاٰيٰتِ مَا فِيْهِ بَلٰۤـؤٌا مُّبِيْنٌ
wa ātaināhum minal-āyāti mā fīhi balā'um mubīn(un).
ካብ ምልክታት (ናይ ዕብየትና) ድማ ሓቀኛ በረኸት ዘለዎ ነገር ሂብናዮም ኣለና።
حِكْمَةٌ ۢ بَالِغَةٌ فَمَا تُغْنِ النُّذُرُۙ
Ḥikmatum bāligatun famā tugnin-nużur(u).
(ማለት) ፍጹም ጥበብ፡ እቲ መጠንቀቕታታት ግና (ንዓኣቶም) ፋይዳ የብሉን፡ .