5
Q.S ኣል-ኢስራ (17:5)
فَاِذَا جَاۤءَ وَعْدُ اُوْلٰىهُمَا بَعَثْنَا عَلَيْكُمْ عِبَادًا لَّنَآ اُولِيْ بَأْسٍ شَدِيْدٍ فَجَاسُوْا خِلٰلَ الدِّيَارِۗ وَكَانَ وَعْدًا مَّفْعُوْلًا
fa iżā jā'a wa‘du ūlāhumā ba‘aṡnā ‘alaikum ‘ibādal lanā ulī ba'sin syadīdin fa jāsū khilālad-diyār(i), wa kāna wa‘dam maf‘ūlā(n).
ስለዚ ካብ ክልተ (ገበናት) ቀዳማይ መቕጻዕቲ ግዜ ምስ በጽሐ፡ ሓያላት ባሮትና ኣምጺእናልኩም፡ ሽዑ ኣብ ዓድታት ኣስፋሕፊሖም ጎየዩ። ንሱ ድማ ብርግጽ ኣብ ግብሪ ዝውዕል ውሳነ እዩ።