101
Q.S ዮናስ (10:101)

قُلِ انْظُرُوْا مَاذَا فِى السَّمٰوٰتِ وَالْاَرْضِ ۗوَمَا تُغْنِى الْاٰيٰتُ وَالنُّذُرُ عَنْ قَوْمٍ لَّا يُؤْمِنُوْنَ

qulinẓurū māżā fis-samāwāti wal-arḍ(i), wa mā tugnil-āyātu wan-nużuru ‘an qaumil lā yu'minūn(a).

በል “ነቲ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ ኣስተውዕሉ!” ንዘይኣመኑ ሰባት መጠንቀቕታ ዝህቡ ምልክታት (ዕብየት ኣላህ)ን ልኡኻትን ኣይጠቅምን እዩ።