100
Q.S ዮናስ (10:100)

وَمَا كَانَ لِنَفْسٍ اَنْ تُؤْمِنَ اِلَّا بِاِذْنِ اللّٰهِ ۗوَيَجْعَلُ الرِّجْسَ عَلَى الَّذِيْنَ لَا يَعْقِلُوْنَ

wa mā kāna linafsin an tu'mina illā bi'iżnillāh(i), wa yaj‘alur-rijsa ‘alal-lażīna lā ya‘qilūn(a).

ከምኡ ውን ብፍቓድ ኣላህ እንተዘይኮይኑ ዝኣምን የለን : ኣላህ ድማ ኣብ ልዕሊ እቶም ዘይተረድኡ መቕጻዕቲ የውርድ።