102
Q.S ዮናስ (10:102)
فَهَلْ يَنْتَظِرُوْنَ اِلَّا مِثْلَ اَيَّامِ الَّذِيْنَ خَلَوْا مِنْ قَبْلِهِمْۗ قُلْ فَانْتَظِرُوْٓا اِنِّيْ مَعَكُمْ مِّنَ الْمُنْتَظِرِيْنَ
fahal yantaẓirūna illā miṡla ayyāmil-lażīna khalau min qablihim, qul fantaẓirū innī ma‘akum minal-muntaẓirīn(a).
ስለዚ ብዘይካ ምስቶም ቅድሚኦም ዝሓለፉ ዝወረዶም ዝመሳሰሉ (ፍጻመታት) ካልእ ኣይጽበዩን እዮም። “እሞ ተጸበዩ፡ ኣነውን ካብቶም ምሳኻትኩም ዝጽበዩ እየ” በል።