153
Q.S ኣልበቃራ (2:153)
يٰٓاَيُّهَا الَّذِيْنَ اٰمَنُوا اسْتَعِيْنُوْا بِالصَّبْرِ وَالصَّلٰوةِ ۗ اِنَّ اللّٰهَ مَعَ الصّٰبِرِيْنَ
yā ayyuhal-lażīna āmanusta‘īnū biṣ-ṣabri waṣ-ṣalāh(ti), innallāha ma‘aṣ-ṣābirīn(a).
ኣቱም ኣመንቲ! ብትዕግስትን ብጸሎትን ሓገዝ (ካብ ኣላህ) ለምን። ብርግጽ ኣላህ ምስቶም ትዕግስቲ ዘለዎም እዩ ።