48

Q.S ኣብ-ቱር (52:48)

وَاصْبِرْ لِحُكْمِ رَبِّكَ فَاِنَّكَ بِاَعْيُنِنَا وَسَبِّحْ بِحَمْدِ رَبِّكَ حِيْنَ تَقُوْمُۙ

waṣbir liḥukmi rabbika fa innaka bi'a‘yuninā wa sabbiḥ biḥamdi rabbika ḥīna taqūm(u).

ብርግጽ ድማ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽርና ስለ ዘለኻ፡ ንኣዋጅ ጐይታኻ እናተጸበኻ ትዕገስ (መሓመድ)፡ ምስ ተበራበርካ ድማ ንጐይታኻ ብምውዳስ ነብስኻ ኣኽብር፡