47
Q.S ኣብ-ቱር (52:47)
وَاِنَّ لِلَّذِيْنَ ظَلَمُوْا عَذَابًا دُوْنَ ذٰلِكَ وَلٰكِنَّ اَكْثَرَهُمْ لَا يَعْلَمُوْنَ
wa inna lil-lażīna ẓalamū ‘ażāban dūna żālika wa lākinna akṡarahum lā ya‘lamūn(a).
ብርግጽ ድማ ነቶም በደል ዝገብሩ ካብዚ ወጻኢ ገና መቕጻዕቲ ኣሎ። መብዛሕትኦም ግን ኣይፈልጡን እዮም።