112

Q.S ኣስ-ሳፋት። (37:112)

وَبَشَّرْنٰهُ بِاِسْحٰقَ نَبِيًّا مِّنَ الصّٰلِحِيْنَ

wa basysyarnāhu bi'isḥāqa nabiyyam minaṣ-ṣāliḥīn(a).

ብስራት (ልደት) ይስሃቅ ድማ ሓደ ካብቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት ዝነበረ ነቢይ ሂብናዮ።