5
Q.S ፋጢር (35:5)
يٰٓاَيُّهَا النَّاسُ اِنَّ وَعْدَ اللّٰهِ حَقٌّ فَلَا تَغُرَّنَّكُمُ الْحَيٰوةُ الدُّنْيَاۗ وَلَا يَغُرَّنَّكُمْ بِاللّٰهِ الْغَرُوْرُ
yā ayyuhan-nāsu inna wa‘dallāhi ḥaqqun falā tagurrannakumul-ḥayātud-dun-yā, wa lā yagurrannakum billāhil-garūr(u).
ኣንታ ህዝቢ! ብርግጽ መብጽዓ ኣላህ ሓቂ እዩ ስለዚ ዓለማዊ ሂወት ከየደናግረኩም (ሰይጣን) ኣብ ምትላል በሊሕ ዝኾነ ብዛዕባ ኣላህ ከየደናግረኩም።