45

Q.S ፋጢር (35:45)

وَلَوْ يُؤَاخِذُ اللّٰهُ النَّاسَ بِمَا كَسَبُوْا مَا تَرَكَ عَلٰى ظَهْرِهَا مِنْ دَاۤبَّةٍ وَّلٰكِنْ يُّؤَخِّرُهُمْ اِلٰٓى اَجَلٍ مُّسَمًّىۚ فَاِذَا جَاۤءَ اَجَلُهُمْ فَاِنَّ اللّٰهَ كَانَ بِعِبَادِهٖ بَصِيْرًا ࣖ

wa lau yu'ākhiżullāhun-nāsa bimā kasabū mā taraka ‘alā ẓahrihā min dābbatiw wa lākiy yu'akhkhiruhum ilā ajalim musammā(n), fa iżā jā'a ajaluhum fa innallāha kāna bi‘ibādihī baṣīrā(n).

ከምኡ ውን ኣላህ ንደቂ ሰባት ብሰንኪ ዝገበርዎ እንተዝቐጽዖም ብርግጽ ኣብዛ ምድሪ ሓንቲ ህያው ተንቀሳቓሲ ፍጡር ኣይምገደፈን እምበር (ነቲ መቕጻዕቲ) ክሳብ ኣቐዲሙ ዝተወሰነ ግዜ ምተሰጋገሮ። ጸኒሑ ሞቶም ምስ መጸ ኣላህ ኩሉ ዝርኢ (ኩነታት) ባሮቱ እዩ።