69
Q.S ኣል-ዓንካቡት። (29:69)
وَالَّذِيْنَ جَاهَدُوْا فِيْنَا لَنَهْدِيَنَّهُمْ سُبُلَنَاۗ وَاِنَّ اللّٰهَ لَمَعَ الْمُحْسِنِيْنَ ࣖ
wal-lażīna jāhadū fīnā lanahdiyannahum subulanā, wa innallāha lama‘al-muḥsinīn(a).
ነቶም ንዓና (ምቕባል ዝደልዩ) ዝጽዕሩ ድማ፡ መንገድና ከነርእዮም ኢና። ብርግጽ ድማ ኣላህ ምስቶም ሰናይ ዝገብሩ እዩ ።