79
Q.S ኣል-ሂጅር (15:79)

فَانْتَقَمْنَا مِنْهُمْۘ وَاِنَّهُمَا لَبِاِمَامٍ مُّبِيْنٍۗ ࣖ

fantaqamnā minhum, wa innahumā labi'imāmim mubīn(in).

ስለዚ ኣጥፊእናዮም። ከምኡ ውን ብሓቂ እተን ክልተ (ሃገራት) ኣብ ሓደ ጽርግያ እየን ዝርከባ።