63
Q.S ኣል-ሂጅር (15:63)
قَالُوْا بَلْ جِئْنٰكَ بِمَا كَانُوْا فِيْهِ يَمْتَرُوْنَ
qālū bal ji'nāka bimā kānū fīhi yamtarūn(a).
(እቶም ልኡኻት) "ብሓቂ እቲ ኩሉ ግዜ ዝኽሕድዎ ዝነበሩ መቕጻዕቲ ሒዝና ኢና መጺእና" ኢሎም መለሱ