108
Q.S ዮናስ (10:108)
قُلْ يٰٓاَيُّهَا النَّاسُ قَدْ جَاۤءَكُمُ الْحَقُّ مِنْ رَّبِّكُمْ ۚفَمَنِ اهْتَدٰى فَاِنَّمَا يَهْتَدِيْ لِنَفْسِهٖ ۚوَمَنْ ضَلَّ فَاِنَّمَا يَضِلُّ عَلَيْهَا ۚوَمَآ اَنَا۠ عَلَيْكُمْ بِوَكِيْلٍۗ
qul yā ayyuhan-nāsu qad jā'akumul-ḥaqqu mir rabbikum, fa manihtadā fa innamā yahtadī linafsih(ī), wa man ḍalla fa innamā yaḍillu ‘alaihā, wa mā ana ‘alaikum biwakīl(in).
በል (መሓመድ) "ኣቱም ሰባት! እቲ ሓቂ (ቁርኣን) ካብ ጎይታኹም መጺኡኩም ኣሎ፡ ስለዚ መምርሒ ዝረኸበ፡ ብጭቡጥ (መምርሒ) ንገዛእ ርእሱ (ጽቡቕ) እዩ። ዝጠፍአ ድማ ብሓቂ ስሕተቱ ንርእሱ (ይጎድእ)። ኣነ ድማ ሓላዊኹም ኣይኮንኩን።"