106
Q.S ዮናስ (10:106)

وَلَا تَدْعُ مِنْ دُوْنِ اللّٰهِ مَا لَا يَنْفَعُكَ وَلَا يَضُرُّكَ ۚفَاِنْ فَعَلْتَ فَاِنَّكَ اِذًا مِّنَ الظّٰلِمِيْنَ

wa lā tad‘u min dūnillāhi mā lā yanfa‘uka wa lā yaḍurruk(a), fa in fa‘alta fa innaka iżam minaẓ-ẓālimīn(a).

ከምኡ ውን ብዘይካ ኣላህ ካልእ ዘይጠቕመካን (ከምኡውን) መዓት ዘየምጽኣልካን ነገር ኣይትምልኽ : ምኽንያቱ ከምኡ እንተ ጌርካ (ከምኡ) ብርግጽ ሓደ ካብቶም በደለኛታት ክትከውን ኢኻ።"