104
Q.S ዮናስ (10:104)

قُلْ يٰٓاَيُّهَا النَّاسُ اِنْ كُنْتُمْ فِيْ شَكٍّ مِّنْ دِيْنِيْ فَلَآ اَعْبُدُ الَّذِيْنَ تَعْبُدُوْنَ مِنْ دُوْنِ اللّٰهِ وَلٰكِنْ اَعْبُدُ اللّٰهَ الَّذِيْ يَتَوَفّٰىكُمْ ۖ وَاُمِرْتُ اَنْ اَكُوْنَ مِنَ الْمُؤْمِنِيْنَۙ

qul yā ayyuhan nāsu in kuntum fī syakkim min dīnī falā a‘budul-lażīna ta‘budūna min dūnillāhi wa lākin a‘budullāhal-lażī yatawaffākum, wa umirtu an akūna minal-mu'minīn(a).

በል (ኦ መሓመድ) "ኦ ደቂ ሰባት! ገና ብዛዕባ ዲነይ ትጠራጠር እንተኾንኩም፡ ሽዑ (ፍለጥ) ኣነ ብዘይካ ኣላህ ነቶም እተምልኽዎም ኣይምልኽን እየ፡ እንታይ ደኣ ንሞት ዝገብረኩም ኣላህ እየ ዘምልኽ፡ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ክኸውን ድማ ተኣዚዘ ኣለኹ።"