15
Q.S ኣድ-ዱካን (44:15)
اِنَّا كَاشِفُوا الْعَذَابِ قَلِيْلًا اِنَّكُمْ عَاۤىِٕدُوْنَۘ
innā kāsyiful-‘ażābi qalīlan innakum ‘ā'idūn(a).
ብርግጽ ነቲ መቕጻዕቲ ዋላ ንእሽተይ እንተ ኣልጊስናዮ ብርግጽ ንድሕሪት ክትምለሱ ኢኹም (ኣንጻር ኣላህ)።